ደርሆን እንቋቑሖን ምስ (ጥንኩር) ቀመማዊ ሶስ። ብጠስሚ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ።
ፀብሒ ደርሆ ካብኡ ነቲ ቀመማዊ (በርበረ) ኣትክልቲ ብልስሉስ ተርሚሪክ፣ ጅንጅብልን ፃዕዳ ሽንጉርትን ንትክኦ። ኣብ ቀዳምን ሰንበትን ጥራይ ይርከብ።
ብኣትክልትን ጠስሚ ኢትዮጵያን ዝተዳለወ ገንሸል/ዕየት።
ብ ቀመማዊ በርበረን ጠስሚ ኢትዮጵያን ዝተዳለወ ገንሸል/ዕየት።
ብቀመማዊ ዝተቐመመ ጥረ ስጋ ብዕራይ ማእከላይ ወይም ብደንቢ ዝተጠበሰ (ብምርጭኦም መሰረት።) ምስ ብኣትክልትን ጠስሚ ኢትዮጵያን ዝተዳለወ።
ብደቂቕ ዝተጠሓነ ስጋ ከብቲ፣ ቀመማዊ ሶስ በርበረ፣ ኣትክልትን ብጠስም ኢትዮጵያን ዝተዳለወ።
ስጋ ብዕራይ ወይ በጊዕ (ብምርጭኦም መሰረት)። ብበርበረ፣ ኣትክልቲ፣ ቁራፅ ኮሚደረን ጠስሚ ኢትዮጵያን ዝተዳለወ። ልምሉም/ዘየቃፅልን ቀመማውን/ዘቃፅል ክዳሎ ይኽእል።
ብደቂቅ ዝተጠሓነ ስጋ ከብቲ፣ ልምሉም ሶስ ምስ ተርሚክ፣ ጅንጅብል፣ ሽጉርቲ፣ ኣትክልትን ጠስሚ ኢትዮጵያን ዝተዳለወ።